#ንሰላም_ዝኽእሎ_ኹሉ_ክገብር_ድልዊ_እየ!

1,000,000 ተኸተልቲ የብለይን። ብውሑዱ ግን ነን ሕድሕዶም 1000 አዕርኽቲ ዘለዎም 5000 አዕርኽቲ አለዉኒ።

#ካብ_ሎምዓንቲ_ጀሚሩ_ኣብ #ጉዳይ_ዓደይ_አብ_ጸግዒ_ተቀሚጠ_ተመልካቲ_ንዘይምኻን_ወሲነ_ቃል_የአቱ_ኣለኹ።

ንስኻ ንስኺ ንስኻትኩም ከ?
#ሰላምንንኢትዮጵያ
#PeaceForEthiopia

#ሼር #share